『SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ』のカバーアート

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

著者: SBS
無料で聴く

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።Copyright 2026, Special Broadcasting Services 政治・政府 社会科学
エピソード
  • How do charities and individual fundraisers work in Australia? - ማሕበራት ግብረ ሰናይን ሓገዝ ዝሓቱ ዉልቀሰባትን ዝምልከት ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ ይሰርሕ?
    2026/06/16
    What are the rules around raising money and charities? How can you ensure you don't get scammed? Here is what you need to know if you're donating, raising money yourself or launching an online crowdfunding appeal. - ብዛዕባ ምሕታት ናይ ሓገዝ ገንዘብን ግብረ ሰናይን ዝምልከቱ ሕግታት እንታይ እዮም ? ከም ዘይጠፋፋእ ወይ ሃክ ከምዘይግበር ብኸመይ ከተረጋግጽ ትኽእል? ወፈያ ትገብር እንተ ኣሊኻ ፡ ናይ ሓገዝ ገንዘብ ገዛእ ርእስኻ ትሓትት እንተ ኣሊኻ ፡ ወይ ከኣ ኣብ ኦንላይን ናይ ክራውድፍንዲንግ ናይ ምሕጽንታ ሕቶ ትጅምር እንተ ኣሊኻ ክትፈልጦ ዝግባእ ኣብዚ ትሕዝቶ ኣሎካ ።
    続きを読む 一部表示
    9 分
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (16 ሰነ 2026)
    2026/06/16
    ** ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ንሃገሩ ካብቲ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኢራንን ዝግበር ስምምዕ ኣግሊልዋ... ** ሎሚ ዝጋባእ ሪሰርቭ ባንክ መጠን ወለድ ከምዘለዎ ከጽንሖ ትጽቢት ይግበር... **ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ጋንታ ሶኮሩ ንቱርኪየ ኣብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ካናዳ ብዘመዝገብቶ ዘደንቕ ዓወት ሓጎሱ ብምግላጽ ንጋንታ ሶኮሩ እንቋዕ ኣሓጎሰኩም ኢሉ ኣሎ ...
    続きを読む 一部表示
    4 分
  • ቀጥታ ምልኡእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (15 ሰነ 2026)
    2026/06/15
    ን ሎሚ ሰኑይ 15 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና;
    続きを読む 一部表示
    47 分
adbl_web_anon_alc_button_suppression_t1
まだレビューはありません